ተራኸብ
ሓገዝ ኮነ ደገፍ ምስ ዘድልየካ ክትረኽበን እንትኽእል ብዙሓት ትካላትን ዉድባትን ኣለዋ። ብኢ መይል፡ ስልኪ ብምድዋል፡ ቻት ብምግባርን ኣብቲ መቐበሊኦም ብምብጻሕን ብዝመረጽካዮ መንገዲ ክትራኸብ ትኽእል። ኣብዚ ድማ ኣቋራጭ (ሊንክ) ናይቶም ክትረኽቦም ዝደለኻ ዉድባት ኣሎ። ኩነታትካ ህጹጽ ምስ ዝኸዉን፡ ናብ 112 ክትድዉል ኣለካ።
ዝኾነ ሰዓት ምስ ዘይጸሓፍ፡ መስመር ቴለፎናት ለይትን መዓልትን ክፉት’ዩ ማለት እዩ።